Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን።

ብኣካቢነት ወላዲ ኢንተርኔት ብምባል ዝፅውዑ ቬንት ሰርፍ ዝምራሕ ፓነል ምሕደራ ኢንተርኔት ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ዴዔታ ሁሪያ ዓሊ፥  እቲ ጉባኤ ፀገም ኣፍሪካዊያን ዝኾነ ተበፃሕነት ኢንተርኔት ምፍታሕ ኣጀንዳ ንክኸውን ምግባሩ ከምዘሐጎሰን ተዛሪበን።

ኢትዮጵያ ካብቲ ጉባኤ ብዙሕ ልምዲ ንክትረክብ ከምዝገብር እውን ሓቢረን።

ካብዚ ሓሊፉ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.