Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ህንፀት ሰላም፣ ክብሪ ሓድነትን ዕርቂ ሰላምን ከምኡ እውን ኣብ ጉዳይ ቅድመ መጠንቀቕታ ጎንፂ ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣዋሽ ብምትሕብባር ኢዩ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ንምስራሕ ተፈራሪሙ ዘሎ፡፡

እቲ ሰነድ ስምምዕነት ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ፀሃይ ሽፈራውን ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን (ቀሲስ) ታጋይ ታደለን ስነ-ስርዓት ክታም ከምዘሳለጡ ካብቲ ጉባኤ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.