Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)10ይ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀኔራል እንደሻው ጣሰውን ሓዊሱ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኩለን ክልላት ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ኣብዚ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ግልፂን ተኣማኒን ንኽኸውን ሰራዊት ፖሊስ ብምዕቡል ዲሲፒሊን ዝተሃነፀ ክኸውን ይግባእ ኢሎም።

ብፀጋዬ ንጉስ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.