Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሻውዓይ ጉባኤ መፍለዪ ማንነት ኣፍሪካ ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተወከለ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝተሳተፍሉ ኣብ መበል ሻውዓይ ጉባኤ መፍለዪ ማንነት ኣፍሪካ ኣብ ኬኒያ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዌሊያም ሩቶ፥ ብሄራዊ መፍለዪ ዲጂታል ማንነት ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲ ንምግባርን ኣብ ኣፍሪካ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ንምዝርጋሕን ከምዘኽእል ተዛሪቦም።

ኣገልግሎት ህዝቢ ብዝተማልአ መገዲ ንምብፃሕ ቅኑዕ ሓበሬታ ዜጋታት የድሊ እውን ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝሳለጥ ጉባኤ ንምትእንጋድ ሕቶ ምቕራባ ካብ ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.