Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ጁንታ ኣብ 8 ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻ ተደምሲሱ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ኣብ ሸሞንተ ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝተወሰደሉ ስጉምቲ ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣተሓባባሪ ዘፈር ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም።

ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።

ኣብ ከባቢታት ምብራቕ፣ ደቡብ፣ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕን ካልኦት ከባቢታትን ስጉምቲ ዝወሰደ እቲ ሰራዊት ኣድላዪ ጠየክሎኖጂ ጦር ብምጥቃም እቲ ጁንታ ምድምሳስ ከምዝተኽኣለ ኣፍሊጦም።

ካብ ዝተደምሰሰ ኣካል ወፃእ ድማ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጁንታ ተስፋ ብምቑራፅ ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ እቶም ሌተናል ጄነራል ገሊፆም ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.