Fana: At a Speed of Life!

“ጋለሪ”ዕደና ኢትዮጵያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ዕደና ዝርከብ መራኣያ ዕደና ኢትዮጵያ(ጋለሪ) ተመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ስራሕቲና ሓሳብናን ሕልምናን ይመሳሰሉ ኢዮም ኢሎም።

ንዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ዘሎ ሓሳብ ካብ ትካላዊ ሪፎርም ፈሊሙ ብተግባር እናተገለፀ ኢዩ ኢሎም።

“እንሰርሖም ስራሕቲ ሪፎርም ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ኣብ ዝግበኦ ቦታ ዘቐምጥ ኢዩ” ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.