Fana: At a Speed of Life!

ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ኢትዮጵያ መድንን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀዋታትት ኣተኣናጊዱ።

ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፀወታ÷ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ውድድር ካልኣይ ዓወት ኣመዝጊባ፡፡

ወልቂጤ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሽቶ ተመስገን በጅሮንድ 1 ን 0 ስኢራ፡፡

10 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደን 7 ሽወት ኣብ ዝተቖፀሩሉን ፀወታ ድማ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንኣርባምንች ከተማ 4 ን 3 ክትስዕር ክኢላ።

ኣሸናፊ ፊዳ ሓንቲ ሽቶ ተመስገን ደረሰ ክልተ ሽቶ ንጋንታ ወላይታ ዲቻ እንተዘመዝግቡ፥ ብሩክ ሙሉጌታ፣ ኪቲካ ጅማ፣ ኣስጨናቂ ፀጋዬን ኢዮብ ገብረማርያምን ለመድን ኣመዝጊቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.