Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 17፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ብሕታዊት ሽቶ ሃዲያ ሆሳእና ካሉሻ ኣልሃሰን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡

ነቲ ሊግ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ከካይዳ ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.