Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ኣዳማ ብምስዓር ካብ ሓደጋ ምውራድ ዘርሕቓ ውፅኢት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ለ 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።

ጋንታ ሰበታ ከተማ ኣብ መበል 35 ደቒቕ ኦሴ ማውሊ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ ኢያ ክትዕወት ክኢላ።

ብመሰረት እዚ 33 ነጥቢ ብመሓዝ ደረጃኣ ናብ ሻድሸይቲ ክብ ክትብል ክኢላ።

ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ብምስዓር ደረጃኣ ክተመሓይሽ ክኢላ ኢያ።

ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0ብዝኾነ ውፅት ኢያ ዓወት ኣመዝጊባ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.