Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ  1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።

ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ከምዝሰዓረታ ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.