Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በ12ኛው ሳምንት የቤትኪንግ የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ሰበታ ከተማ ድል ቀንቶታል፡፡

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተገበ እቲ ፀወታ ጋንታ ሰበታ ከተማ ፍፁም ገብረማርያም ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.