Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡

ኣብቲ ፀወታ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡

ክልቲአን ሽቶታት ጋንታ ሲዳማ ቡና ይገዙ ቦጋለ እንተመዝግበን፥ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ድማ ስንታየሁ መንግስቱ ኣመዝጊቡዋ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.