Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ።

ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ሐ እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ፥ መበል 21 ሰሙን ፀወታኣ ፅባሕ ተካይድ ትኾን እምበር ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ኮልፌ ብጋንታ ቡታጅራ ምስዓራ ስዒቡ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመት 2014 ዓ.ም ምምላሳ ከምዘረጋገፀት ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

ንፈለማእዋን ኣብ 2004 ዓ.ም ናብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ ዝነበረት ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ፥ ኣብ 2010 ዓ.ም ናብ ላዕለዋይ ሊግ ምውራዳ ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.