Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2013 ዓ.ም ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ወላይታ ዲቻን ተራኺበን ማዕረ ተፈላሊየን።

በ22ኛ ሳምንት የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቡና እና ወላይታ ዲቻ 0 ለ 0 በሆነ አቻ ውጤት ተለያይተዋል።

ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተራኸባ እተን ጋንታታት 0 ን 0 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ኢየን ተፈላሊየን፡፡

ትፅቢት ዝተገበረሉ እቲ ፀወታ ብዘይሽቶ ማዕረ ምዝዛሙ ስዒቡ፥ ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2013 ዓ.ም ምዃና ኣረጋጊፃ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.