Fana: At a Speed of Life!

ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሰራሕተኛ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

ጋዜጠኛ ሽፈራው ካብ ወላዲቱ ወ/ሮ ፅጌ ሽፈራን ወላዲኡ ኣይተ ታደለ ጉልማን ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ  ወረዳ ዳዎ ጣቢያ ኡልማ ቡሳ 14 ጥቅምቲ 1975 ዓ.ም ተወሊዱ።

ጋዜጠኛ ሽፈራው ታደለ ኣብ ወረዳ ዳዎ ካብ መምህርነት ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀፍሒታት ሓላፍነት በተለያዩ ጽህፈት ዘገልገለ አንትኸወን፥ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ድማ ብጋዜጠኝነትን ካልኦት ብርኪታት ሓላፍነትን ኣገልጊሉ።

ካብ ወርሒ መስከረም 2002 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔቶርክ  ካብ ኣሰናዳኢነት ክሳብ ዳሬክተርነት ኣገልጊሉ።

ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.