Fana: At a Speed of Life!

ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፅዕነት ሓገዝ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፅዕነት ሓገዝ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ምግባሩ ኣፍሊጡ።

ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ዝበረሎም መባፅሕቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝፀዓኑ ናይ ሓገዝ ፅዕነታት ኣብዚ ሕዚ እዋን እናሰርሐሉ ካብ ዝርከብ ታሪፍ ኣገልግሎት ጽዕነት 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.