Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከሚሴን ኮምቦልቻን ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከተማታት ከሚሴን ኮምቦልቻን ኣብ ዝፀንሑሎም እዋናት ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም።

ፋብሪካታት፣ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ከምዝዘረፉን ከምዘዕነዉን ኢዮም ገሊፆም ዘለዉ።

ካብዚ ብተወሳኺ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝተቐመጡ ኣእኻል እቶም ግብረ ራዕዳውያን ፅዒኖም ከምዝወሰዱዎም እቶም ነብቲ ኣብሪሆም።

ካብ ንብረት ምዝራፍ ብተወሳኺ መንነት መሰረት ዝገበረ መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀሞም ገሊፆም።

እቶም ግብረ ራዕዳውያን፥ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ መንነት መሰረት ብምግባር ንነበርቲ ከምዝቐተሉን ከምዝዘረፉን እቶም ነበርቲ ሓቢሮም።

ኣብ ከተማ ከሚሴ ብተመሳሳሊ ብዙሕ ጥፍኣት ከምዘብፅሑ ብምግላፅ፤ ኣብ ሞንጎ ተወለድቲ ኣምሓራን ኦሮሞን ሕድሕድ ጎንፂ ንምፍጣር ይፈትኑ እምበር፥ ከምዘይተሳኸዐሎም ተዛሪቦም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.