Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ኣረመኔያዊ ተግባር ፈፂሙ ኢዩ – ነበርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ትካላት ሃይማኖት ብምድፋር ክፋኡ ኣርኢዩ ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ገሊፆም።

እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንፁሃን ከምዝቐተለ፣ ነበርቲ ከምዘመዛበለ፣ ካብ ናይ ውልቀ ሰባት ገዛውቲ ክሳብ ትካላት ልዑል ዘረፋን ዕንወትን ከምዝፈፀመ እቶም ነበርቲ ገሊፆም።

እዚ ከየኣክል ድማ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሃይማኖት ጉድኣት ብምብፃሕ እዚ ተሪፉ ዘይበሃል ኣረመኒያዊነቱ ብግልፂ ከምዘርኣየ ኣብሪሆም፡፡

እቲ ወራሪ ጉጅለ ቁልፊ ቦታ ኢሎ ካብ ዝሓዞም ቦታታት ሓንቲ ዝኾት ጭፍራ ተላዒሉ መስመር ሚሌ ብምቁፅፃር ንመስመር ኣዲስ ኣበባ ጂቡቲ ክዓፁ ኢየ ኣብ ዝብል ቀቢፀ ተስፋ ከምዝነበሮ እቶመር ነበርቲ ኣብቲ ቦታ ትዕዝብቲ ንዝገበረ ሪፖርተር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.