Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ መጥቃዕቲ ፈሺሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ፈሺሉ።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣጥፊኡ ዝጠፍእ ብምውፋር ኣብቲ ከባቢ ጉድኣት ንምብፃሕ ዝገበሮ ፈተነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዕዉት መገዲ ከምዘፍሸሎ ተገሊፁ።

ኣባላት እቲ ጉጅለ ሒዘምዎ ምስ ዝመፅኡ ኣፅዋር ኲናት ከምዝተደምሰሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.