Fana: At a Speed of Life!

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ።

እቲ ጎስጓስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኢዮም ኣጀሚረምዎ።

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ፥ ኣብ ምፍራይ ዘይነበራ ኢንዳስትሪታት ናብ ስራሕ ዝኣትዋሉ፣ ዘፍሪያ ዝነበራ ድማ መጠን ፍሪያተን ንክስስን ምኽኣሉ እቶም ርእስ ምምሕዳር ተዛሪቦም።

እቲ ተመክሮ ከም ክልል ብምውሳድ ንምዕባለ ኢንዱስትሪ ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ምጅማሩ ኣፍሊጦም።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.