Fana: At a Speed of Life!

ጥረት ኮርፖሬት ንሓይሊታት ፀፅታ ኣምሓራ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ብገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጥረት ኮርፖሬት ንሓይሊታት ፀፅታ ኣምሓራ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ብገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ።

ብተወሳኺ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ኮርፖሬት ኣብ ግምባር ብምስላፍን ደም ብምልጋስን ከምስርከቡ ተገልፁ።

እቲ ድጋፍ ልዕሊ 4 ሺሕን 700 ሰራሕተኛታት እቲ  ኮርፖሬን ኩባንያን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ብምልጋሶም ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.