Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጨፌ 158 ሹመታት ዳያኑ ኣፅዲቑ።

ብተወሳኺ ኣይተ ነመራ ቡሊ ሓላፈ ሓይኢ ሰብን ፐብሊክ ሰርቪስን ኦሮሚያ፣  ኣይተ ጌቱ ወዬሳ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፥ ኣይተ ሁሴን ኡስማን ናይ ለዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ፣ ወ/ሮ ሰይዳ ኡስማን ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ህፃናትን ደቂ ኣኒስተዮን እቲ ክልሉ ሴቶች ንክኾኑ ተሸይሞም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.