Fana: At a Speed of Life!

ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እቲ ገንዘብ ካብ 2030 ክሳብ 2050 ዓ.ም.ፈ ዘድሊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብሰንኪ ለውጢ ክሌማ ዝበፅሕ ዘሎ ቅልውላው ምክልኻል ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ኮሚሽን ካብ ኩሎም ኩርናዓት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ኣማራፅታት ሓይሊ ዝዝቲዩ መራሕቲ ዓለም ለኸ ጥምረት ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.