Fana: At a Speed of Life!

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ተመረቕቲ ዝሓሸ ዓቕሚ ክፈጥሩ ኢዮም-ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ “ሁርሶ ኮንቲንጀንት ማሰልጠኛ” መሰረታዊ ወተሃደራት ንካልኣይ ጊዘ ኣመሪቑ።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ዝወፅአን ዝኾነ ይኹን መፅቀጥቲ ንምስባር ቁርፀኛ ዝኾነ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ ተዛሪቦም።

ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወፃኢን ሓይሊታት ዝተፈላለዩ ትንኮያታት ኣብ ጋጥማ ዘሎ እዋን እቲ ሰራዊት ምምራቕ ብፍላይ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ናይ መወዳእታ ዓቕሙ ፀንቂቑ ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ ሞትን ሕውየትን ኣብ ዝገብረሉ ዘሎ እዋን ምምራቖም ህልውና ሃገር ንምሕላው ዝተዳለኹም ውላድ ኢትዮጵያ ኢኹም ኢሎም።

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ተመረቕቲ ዝሓሸ ዓቕሚ ክፈጥሩ ኢዮም እውን ኢሎም ሌተናል ጄነራል አስራት ዴኔሮ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.