Fana: At a Speed of Life!

ፉሚዮ ኪሺዳ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ንምዃን ዘኽእሎም ውፅኢት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ ውድድር ኣመራርሓ ኤልዲፒ ብምስዓር ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ንምዃን ተሰናዲኦም።

እቶም ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ውድድር መረፃ ኣመራርሓ ገዛኢ ፓርቲ ብምስዓሮም ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ክገብሮም ኢዮም፡፡

ፉሚዮ ኪሺዳ ቅድም ክብል ሚኒስትር ምክልኻልን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዘነበሩ ተናሓናሒኦም ታሮ ኮኖን ብ257 ድምፂ ብምስዓር ናብዚ ምብቀዖም ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.