Fana: At a Speed of Life!

ፊንላንድን ስዊድን ናብ ኔቶ ንኽፅምበራ ናብ ኣሜሪካ ተቐባልነት ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካው ጆ ባይደን ፊንላንድን ስዊድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንኽፅምበራ ኣብ ዘኽእሉ ፕሮቶኮላት ከምዝፈረሙ ተገሊፁ።

እተን ሃገራ ናብቲ ትካል ንኽፅምበራ ካብ ሴናተራት ዴሞክራቲክን ሪፐብሊካንን ጥንኩር ሓገዝ ተቐባልነት ከምዝተውሃበን ሲጂቲኤን ፀብፂቡ፡፡

ዘበናዊ ሓይሊ ምክልኻል እተን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ምስ ኔቶ ብቐረባ ከምዝስራሕ እውን እምነት ተነቢሩሉ ኣሎ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 30 መሓዙት ኣባላት ኔቶ ስዊድንን ፊንላንድን ናብቲ ትካል ቃል ኪዳን ንሕጥምበራ ዘኽእለን ፕሮቶኮል ምፍራመን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.