Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ንኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ምብርካቱ ቢሮ ትምህርቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ሓገዝ ንዝገበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አመስጊኖም።

ካልኦት ትካላት እውን ኣብነታዊ ስራሕ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ንክኽተላ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.