Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ።

ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣካይዶም።

ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ እቲ ፋብሪካ ባኒ ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ገሊፆም።

እቲ ዓቕሙ ካብዚ ንላዕሊ ክብ ንምባል ብምምሕዳር እቲ ከተማ ክፍትሑ ዝግበኦም ጉዳያት አንተሃሊዮም ብምዝታይ ክፍትሑ ኢዮም ኢሎም።

 

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.