Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝኸውን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም የካይድ ኣሎ።

ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ጣቢያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን፤ ደሙ እናገበረ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ኢዮም ደሞም እናለገሱ ዝርከቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.