Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ምትሕብባር ትሽዓተ ዩኒቨርሲቲታትን መንግስቲ ክልል ደቡብን ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ትሽዓተ ዩኒቨርሲቲታትን መንግስቲ ክልል ደቡብን ተጣይሹ።

ኣብቲ ፎሮም ኣባል ዝኾና ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ ትሽዓተ ዩኒቨርሲታት ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ምጥያሽ እቲ ፎሮም ተፈራሪመን።

እቲ ፎረም ምትሕብባር ኣብ 6 ወርሒ ሓደ ግዘ ዝካየድ እንትኸውን፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ነቲ ፎሮም ምትሕብባር ኣካቢ ኮይኖም ከምዝመርሑዎ ካብ ትካል ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.