Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ዩክሬንን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ዩክሬንን ብበየነ መረብ ተሳሊጡ።

በዓልቲ ሙሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመንን ዩክሬንን ሙሉ ሰለሞን፥ ኢትዮጵያ ቡና ፣ ዕምበባ ፣ ጥረምረ፣ ዘይቲ፣ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ናብ ዩክሬን ናይ ምልኣኽ ዓቕሚ ከምዘለዋ ገሊፀን።

ኣብቲ መድረኽ ፎረም፥ ኣብ ዓውዲታት ግብርናን ምቅንብባር ግብርናን፣ መድሓኒት፣ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተዋፈሩ 13 ኩባንያታት ዩክሬን ፍሪያቶም ኣርእዮም።

ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ካብ እዋን ናብ እዋን ክብ እናበለ ምምፅኡ ይግለፅ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.