Fana: At a Speed of Life!

ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ፌዴሬሽን ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ።

ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን፥ ግዝኣት ዶኔስክ፣ ሉሃንስ፣ ኬርሰንን ዛፖሮዢየን ኣካል ሩሲያ ንክኾና ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣመሓደርቲ እተን ገዝኣታት ድሕሪ ምፍርራሞም ኢዩ እቲ እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ ውሳነ ተቐቢሉ ኣፅዲቑ።

እቲ ስምምዕነት ሕገ መንግስታዊ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር እውን ከምዘፅደቑ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ንናይ መወዳእታ ውሳነ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐረብ ኣር ቲ ፀብፂቡ።

እተን ግዝኣታት ካብ 23 ክሳብ 27 መስከረም  ኣብ ዝተኻየደ ህዝበ ውሳነ ናብ ሩሲያ ንምሕዋስ ምውሳነን ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.