Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙዎም ፀገማት ሓበሬታ ንኽህቡ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 20 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ ፀገማት ሓበሬታ ንኽወሃብ ሓቲቱ።

እቲ ቦርድ መረፃ ፓርቲታት ሕፁያቶም እናመዝገቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ኣብ እዋን ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ ፀገማት ኦፕሬሽናል ንምፍታሕ ሓበሬታ ስልኪ እንተረኺቡ ቅልጡፍ ምላሽ ንመሃብ ከምዝሕግዞ ኣገንዚቡ፡፡

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፀርሓ ክልላት/ምምሕዳር ከተማታት ንዘጋጥሙ ፀገማት ቀፂሎም ዝተፀርሑ ቁፅሪ ስልኪታት ምጥቃም ከምዝከኣል እቲ ቦርድ ኣፍሊጡ፡፡

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ – 0936907656 ፣ 0936909929

ክልል ኦሮሚያ -0935668449፣ 0935847455፣ 0935743846

ንክልላት ሃረሪ፣ ቤኒሻንጉል፣ ዓፋር፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን – 0937585056፣ 0936749854

ክልል ሶማሌ – 0967544529

ክልል ኣምሓራ – 0967544521፣ 0936716545

ክልላት ደ/ብ/ብ/ህዝቢታትን ሲዳማ – 0936717808፣ 0936729739 ምጥቃም ይከኣል።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.