Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ገይሮም።

ኢዜማ፣ ፓርቲ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ፣ መኢአድ፣ ፓርቲ ህዳሴ፣ ዴሞክራሲያዊ ህብረት ኢትዮጵያ፣ ፓርቲ ኣዲስ ትውልድን ካልኦት ላዕተዎት ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣብቲ ዑደት ካብ ዝተሳተፉ ገሊኦም ኢዮም።

ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብዛዕባ እቶም ፕሮጀክቲታት መበርሂ ከምዝሃባ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.