Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ።

ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኮይኖም እንትሽየሙ፥ ኣይተ ሞላ መልካሙ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮይኖም ተሸይሞም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ፍሰሃ ደሳለኝ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ኣወዳድባ ፓርቲ ብልፅና ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.