Fana: At a Speed of Life!

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ- ለሊሴ ነሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ ክብላ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨሰትመነት ለሊሴ ነሜ ገሊፀን።

ረቂቕ ኣዋጅ ዞባ ፍሉይ ኢኮኖሚ እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢትዮጵያ ማእኸል ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ ንምግባር ዝተፈላለዩ ስጉምቲታት ብምውሳድ ሰርዓት ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ምዝርጋሕ ምኽኣሉ ገሊፀን።

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ውሱን ዕድመ ከምዘለዎ ብምሕባር፥ እቲ ዓውዲ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ ኢለን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.