Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተሸሊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ቤተሰብን ህፃናትን ዲሞክራቲክ  ሪፐብሊክ ኮንጎ በበዓመቱ 31 ሓምለ ዘኽብሮ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓን ኣፍሪካ ምኽኒያት ብምግባር ንፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሸሊሙ።

ኣብቲ ፕሮግራም ንሃገሮምን ኣፍሪካን ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣፍሪካውያን ደቂ ኣኒስቲዮ ሽልማት ተዋሂቡ።

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ኣብ ውሽጢ ሃገር፣ ኣፍሪካን ብብርኪ ዓለምን ደቂ ኣኒስቲዮ ንምብቃዕ ይኹን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢኮኖሚያዊ፣ ማህበራዊን ፖለቲካዊን ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ንምባል ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ እቲ ሽልማት ከምዝተውሃበን ኣብቲ እዋን ተገሊፁ።

ሽልማቱንም በዲሞክራቲክ ኮንጐ የኢትዮጵያ ባለሙሉ ስልጣን አምባሳደር ወይንሸት ታደሰ ተቀብለዋል።

እቲ ሽልማት በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዲሞክራቲክ  ሪፐብሊክ ኮንጎ ወይንሸት ታደሰ ከምዝተቐበልኡ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.