Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና  መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “እናት ኢትዮጵያ ናይ ጀጋኑ ሃገር ሰለሞን ባረጋ ኣብ ምድሪ ቶክዮ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕት ክብ ኣቢሉዋ” ኢለን።

በዚ ድማ ንመላእ ህዝቢ  እንኳዕ ደስ በለኩም ዝብል መልእኽቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣመሓላሊፈን።

ብተመሳሳሊ ምክጀትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች አቤቤ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ  ብኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ናይ መጀመሪያ ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕዋታ ናይ እንኳዕ ደስ በለና  መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.