Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፈረንሳይ  ናብ ዝኽበር ዘሎ ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፈረንሳይ  ናብ ዝኽበር ዘሎ መበል 45 ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን።

እተን ፕሬዚዳነት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ረኽቢ ምኽኒያት ብምግባር ኢየን ናብቲ በዓል ከይደን ተባሂሉ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ውሕመ ዩኔስኮ ብብርኪ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣብ ዝግበርን ኣብ ፓሪስ ይሳለጥ ዘሎን ጉባኤ ትልሚ ትምህርቲ ምስታፈን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.