Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ኡመር ሁሴን ኦባ
  2. ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ቡሳ
  3. ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሳቦ
  4. ኣምባሳደር ማህሌት ኃይሉ ጓዴ
  5. ኣምባሳደር ሰኢድ መሐመድ ጅብሪል
  6. ኣምባሳደር ፎርቱና ዲባኮ ቺዛሬ
  7. ኣምባሳደር ቻም ኡጋላ ኡሪያት
  8. ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ መሓመድ
  9. ኣይተ ደመቀ ኣጥናፉ ኣምቡሎ
  10. ኣይተ ኣየለ ሊሬ ጂጃሞ
  11. ኣይተ መስፍን ገ/ማርያም ሻዎ
  12. ኣይተ ሙክታር መሐመድ ዋሬ
  13. ኣይተ ተስፋዬ ይታይህ ኣንተነህ
  14. ወ/ሮ እፀገነት በዛብህ ይመኑን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት፣

ከምኡውን

  1. ኣይተ ተመስገን ዑመር ፉርቃሞ
  2. ወ/ት ያኔት አበራ ተ/ማርያም
  3. ኣይተ ሽፈራው ገነቲ ጃና
  4. ወ/ሮ ሮዛ የሩቅነህ ዓለሙ
  5. ኣይተ ሞላልኝ ኣስፋው ኣያና
  6. ኣይተ ደሊል ከድር ቡሽራ
  7. ኣይተ ሳሙኤል ኢሳ ጫላን ብኣምባሳደርነት ዝተሾሙ ከምዝኾኑ ናይ ፕሬዝዳንት ቤት ፅሕፈት ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.