Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን27 ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን27 ኣምባሳደራት ሽመት ምሃበን ቤት ፅሕፈት ከምዝሓበሮ እተን ፕሬዝዳንት ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ተፈራ ደርበው፣
ኣይተ ደሴ ዳልኬ ፣
ዶክተር ስለሺ በቀለ ፣
ጀነራል ባጫ ደበሌ ፣
ጀነራል ሓሰን ኢብራሒም ፣
ወይዘሮ ሽታዬ ምናለ ፣
ፕሮፌሰር ፈቃዱ በየነ ፣
ኣይተ ረሻድ መሓመድ ፣
ኣምባሳደር ጀማል በከር ፣
ኣይተ ፈይሰል ኣሊይ ፣
ኣይተ ኢሳያስ ጎታ ፣
ኣይተ ፀጋአብ ክበበው ፣
ኣይተ ጣፋ ቱሉ ፣
ዶክተር ገነት ተሾመ ፣
ኣይተ ዳባ ደበሌን
ኣይተ ፈቃዱ በየነን ብዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኮይኖም ተሾይሞም፡፡
ብተወሳኺ :-
ኣይተ ኣሳዬ ኣለማየሁ፣
ኣይተ ሃይላይ ብርሃነ፣
ኣይተ ኣወል ወግሪስ፣
ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት፣
ኣይተ ኣንተነህ ታሪኩ፣
ኣይተ ኣክሊሉ ከበደ፣
ኣይተ ሰይድ መሐመድ፣
ኣይተ ዮሴፍ ካሳዬ፣
ኣይተ ዘላለም ብርሃን፣
ወይዘሮ ፍርቱና ዲባኮን
ኣይተ ወርቃለማሁ ደስታን ብኣምባሳደርነት ከምዝሾማ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝዳንት ኣፍሊጡ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.