Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ እምነትን ተረኺቦም፡፡

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እውን ኣብ መንበሪ ገዝአን ስነ-ስርዓት ኣፍጥር ምክያደን ይዝከር፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.