Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2020 ጀሚረን ሻምፒዮን ጋቪ ኮይነን ዝፀንሓ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ዶክተር ሴት በርክሌይን ኣብቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ተዛቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋቪን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነትን ክታበት ወሲዶም ዘይፈልጡ “ዜሮ ዶዝ” ህፃናት ንምብፃሕ ጋቢ ዝሓዞ ስትራቴጂካዊ ራኢ 2021-2025 ኣብ ዝምልከት ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገለሊፁ።

ጋቪ ቅድሚት ካብ ሞንጎ ዝሃበን ሃገራት ኢትዮጵያ 2ይቲ ልዑል ሓገዝ ገንዘብ ትረክብ ሃገር ምዃና ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ እዋን ዘተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተረኺበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.