Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፈን።

እቲ ኣኼባ ፍርያት ክታበት ኣፍሪካ ናብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዕዳጋን ዝርገሐን ምእታው ብዛዕባ ዝኽእለሉ ኩነታት ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡

ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ውሕስና ምግቢ ኣፍሪካ ዘምፀኦ ዘሎ ቅልውላው ኣህጉራዊ መፍትሒ ምንዳይ ከምዘድሊ መራሕቲ ሃገራት ኣብቲ መድረኽ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ኣኼባ እናተሳተፋ ሃገራት ክታበት ንምፍራይ ዓቕሚ ዘለወንን ዓቕሚ እናሃነፃ ዝርከባ ሃገራት መራሕቲ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ፕሬዚዳንት ፈረንሳይን ፕሬዚዳንታት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓን ኣብቲ ኣኼባ ጋሻ ኮይኖም ከምዝተሳተፉ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዝረኸብናዪ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.