Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ዘቑፀረ ከቢድ ሁቦብላ ንፋስን ሓደጋ ውሕጅን ስዒቡ ኣብታ ግዝኣት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም።

እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ ዘሎ÷ እቲ ሁቦብላ ንፋስ ንምቁፅፃርን ዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባርን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡

ኣብ ካሊፎርኒያ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ብዘቑፀረ ከቢድ ሁቦብላ ንፋስን ሓደጋ ውሕጅን 12 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ብኣማኢት ኣሺሓት ዝቑፀሩ ነብቲ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፆም ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.