Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም።

ኣብቲ ናብታ ሃገር ዘምረሐ ብፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡስማን ሳሊሕን ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ኣይተ የማነ ገብረኣብን ከምዝርከብዎ ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ትዊተር ገፆም  ፅሒፎም።

ኣብ ሱዳን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ ርክብ ኤርትራን ሱዳንን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ናይ ሓባር ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሱዳን  ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.