Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።

ብመሰረት እዚ እቶም ፕሬዚዳነት ንዝቕፅሉ 6 ዓማውቲ ሃገሮም ብፕሬዚዳንትነት ክመርሑ ኢዮም።

ሙሴቬኒ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርጫ ምዕዋቶም ይዝከር።

ፕሬዚዳነት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ዕለተ ሹመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ካጉታ ሙሴቪኒ ንምርካብ ናብ ኡጋንዳ ምምርሐን ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.