Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውረር ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳን ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኣመራርሓታት ማሕር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ከምዝሓበሮ፥ እቲ ኮሚቴ ዘይወገነን ዘይሻራዊ ብምዃንን ኣብ መላእ ሃገር ብፍላይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር እናወሰኸ ዝመፅአ ጠለብ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪቶም ከምዝዛተዩ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.