Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ጅቡቲ ኣቲየን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኦማር ጊሌህን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚን ኣቀባብላ ገይሮምለን።

ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣድሂበን ምስ ፕሬዚዳንት ኦማር ጊሌህ ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.