Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣካያዲት እቲ ፕሮጀክት ጥሩወርቅ ሽፈራው፥ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ናብ ኦፕሬሽን ካብ ዝኣተዉ 16 ተርባይናት ንፋስ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ተዛሪበን።

ብመሰረት እዚ ካብ ካልኦት ተመሳሰልቲ ጣቢያታት ዝሓሸ ሓይሊ ምፍራይ ከመዝተኽኣለ ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.